መእተዊ

ኣብዚ ገፅ እዚ ብዛዕባ ናይ ጣልያን ናይ ሰራሕ ዕዳጋ ሓበሬታ ይረኽቡ እዚ ማለት ዝጥለቡ ናይ ስራሕ ክእለታት፣ ናይ ትምህረቲ ዕድላት ፣ ናይ ሰራሕ ዕድላት፣ ዝተፈላለዩ ወኪላት ናይ ስደተኛታት ናይ ማሕበራውን ቁጠባውን ኩነታት ዝድግፉ አካላት።  

ብሄራውን ክልላውን በዓል ስልጠናት ነይ ትምህርቲ ዕድል ልወሃብ የበረታትዑ ዋላ ንተጠቀምቲ ናይ ዓለም ለኸ ሓለዋ( ድሕሪእዚ “ስደተኛታት” ይበሃሉ። ናይ ትምህርትን ሞያን ኣፍልጦ ናይ ምሃብ ከይድታት ብ ክልላውን ብሄራውን አካላት ይካየድ እዚ ድማ ኣብ መንጎ ናይ ጣልያን ናይ ሰራሕ ሓይልን ናይ ስደተኛታት ክእለትን ዘሎ አፈላላይ የፅብብ።

 
 

ብዛዕባ Skills2Work

ፕሮጀክት Skills2Work፡ ቅልጡፍ መስርሕ ምርግጋጽ ሓቅነት ናይ ወግዓውያንን ዘይወግዓውያንን ሞያታትን ሞያዊ ብቕዓታትን ብምሕያል፡ ውህደት ዕዳጋ ዕዮ ናይ ዕቑባት ስደተኛታት* ኣብ ምስሳን ዝዓለመ እዩ።እዚ ድማ ኣብ መዳይ ዓቕሚ ምቕባል ሰራሕተኛታት ኰነ ዓቕሚ ናይ ዝምልከቶም ትካላት መዚ፡ ኣካላት መንጎኝነትን ኣስራሕትን ደገፍ ብምግባር፡ ከምኡ’ውን ንመስርሕ ምርካብ ተቐባልነት ናይ ሞያታትን ሞያውያን ወረቓቕትን ናይ ስደተኛታት ብዝምልከት ቀረብ ሓበሬታ ብምውሓስ ዝትግበር እዩ።  

*ትርጉሙ ንጹርን ዘይተሓላለኸን ምእንቲ ክኸውን፡ “ዕቑባት ስደተኛታት” ዝብል ኣምር፡ ኣብ’ዛ ነቝጣ መርበብ ሓበሬታ እዚኣ፡ ንኹላቶም ተጠቀምቲ መሰል ዓለም-ለኻዊ ውሕስነት (እንተላይ ነቶም ብመሰረት ስምምዕ ጀኔቫ ውሕስነት ዝረኸቡ ሰባትን ዕቑባት ቤተ-ሰቦምን) ዝምልከት እዩ

ተወሳኺ ሓበሬታ ኣንብቡ

ርዕይቶ መቕረቢ ፎርም


ነዛ ነቝጣ መርበብ ሓበሬታ ኣብ ምምሕያሻ ምእንቲ ክሕግዘና፡ ብኽብረትኩም ግዜ ወሲድኩም ነዚ ሕትት ዳህሳሳዊ መጽናዕቲ ምልኡልና

IOM ኩኪስ ስለዝጥቀም፡ ነዚ ነቝጣ መርበብ ሓበሬታ እዚ ክትጥቀሙሉ እንከለኹም ንውዕል ምጥቃም ናይ’ዞም ኩኪስ እዚኣቶም ብዝምልከት ትሰማምዑ ኣለኹም ማለት እዩ። ዕጸዉ