መእተዊ

ኣብዚ ገጽ ሓበሪታ ትረኽቡ ኢኹም እና ተመሳሳሊ ሊንክ ብዛዕባ ዱች ዕዳጋ፣ ሞያ እና ዲፕሎማ ኣፍልጦ፣ ኣብ ስራሕ ዝተደረኸ ሕግን ደንብን ካልኦትን።

ኣብ ኒዘርላንድ ናይ መኖርያ ፍቃድ ተሃልዩካ ክትሰርሕ ትኽእል ኢኻ። እዚ ማለት ድማ ንሞያ ልምምድ ወይም ን ዝለዓለ ትምህርቲ ክትምዝገብ ትኽእል እና ናባዕሎም ዝኾነ ናይ ትምህርቲ መወዳደሪ ወይም ዝሓለፈ ናይ ስራሕ ልምዲ ምቅራብ። IcDW(Information Centre for International Credential Evaluation) ንሞያን ድግሬን ሙቁጽጻር እዩ ስርሑ። እስካብ ኸዚ ኣብዚ መጠልያ እንተደኣ ኮይንኹም፣ ኣብ ፍቃደና ስራሕ ካትዉ ይኽእሉ። ኣብ መጠለያ ናሃለዉ ስራሕ ክሰርሑ ይፍቀዶም እዩ፣ ዉሳኒኦም ልዕሊ 6 ወርሒ ተወሲዱ።

 

ብዛዕባ Skills2Work

ፕሮጀክት Skills2Work፡ ቅልጡፍ መስርሕ ምርግጋጽ ሓቅነት ናይ ወግዓውያንን ዘይወግዓውያንን ሞያታትን ሞያዊ ብቕዓታትን ብምሕያል፡ ውህደት ዕዳጋ ዕዮ ናይ ዕቑባት ስደተኛታት* ኣብ ምስሳን ዝዓለመ እዩ።እዚ ድማ ኣብ መዳይ ዓቕሚ ምቕባል ሰራሕተኛታት ኰነ ዓቕሚ ናይ ዝምልከቶም ትካላት መዚ፡ ኣካላት መንጎኝነትን ኣስራሕትን ደገፍ ብምግባር፡ ከምኡ’ውን ንመስርሕ ምርካብ ተቐባልነት ናይ ሞያታትን ሞያውያን ወረቓቕትን ናይ ስደተኛታት ብዝምልከት ቀረብ ሓበሬታ ብምውሓስ ዝትግበር እዩ።  

*ትርጉሙ ንጹርን ዘይተሓላለኸን ምእንቲ ክኸውን፡ “ዕቑባት ስደተኛታት” ዝብል ኣምር፡ ኣብ’ዛ ነቝጣ መርበብ ሓበሬታ እዚኣ፡ ንኹላቶም ተጠቀምቲ መሰል ዓለም-ለኻዊ ውሕስነት (እንተላይ ነቶም ብመሰረት ስምምዕ ጀኔቫ ውሕስነት ዝረኸቡ ሰባትን ዕቑባት ቤተ-ሰቦምን) ዝምልከት እዩ

ተወሳኺ ሓበሬታ ኣንብቡ

ርዕይቶ መቕረቢ ፎርም


ነዛ ነቝጣ መርበብ ሓበሬታ ኣብ ምምሕያሻ ምእንቲ ክሕግዘና፡ ብኽብረትኩም ግዜ ወሲድኩም ነዚ ሕትት ዳህሳሳዊ መጽናዕቲ ምልኡልና

IOM ኩኪስ ስለዝጥቀም፡ ነዚ ነቝጣ መርበብ ሓበሬታ እዚ ክትጥቀሙሉ እንከለኹም ንውዕል ምጥቃም ናይ’ዞም ኩኪስ እዚኣቶም ብዝምልከት ትሰማምዑ ኣለኹም ማለት እዩ። ዕጸዉ