መእተዊ

መጠለያ ደለይቲ ናብ ስራሕ ዝቀርቡ ናይ መጠለያ መጠየቂ ወረቀት ምስ እእተዉ ድሕር 6 ወርሒ እዩ፣ ወይም ናይ መጠለያ ጥያቂ’ኦም ተቀባልነት ተረኺቡ። እዚ ፍቃድ ተቀባልነት ዝህልዎ ኣብ ልዕሊ ጥያቂ’ኦም ዉሳኒ ተተዋሂቡ እዩ። መጠለያ ደላይይ ኣብ ሞንጎ ናይቲ ጥያቂ ግዘ ናይ ሊበር ዕዳጋ ኣገልግሎት የብሉን ወይም ኣብ መጨረሻ ጥያቂ’ኦም ተለይቀቢሎምዎ። መጠለያ ደለይቲ ተቀአባልነት ተረኺቦም ወይም ናይ ሃለዋ ተጠቃሚ፣ ሙሉእ ናይ ስራሕ ፍቃድ ኣለዎም።

ሃገራዊ ህዝባዊ ስደተኛታት ማእኸል፣ ናይ ኢንተርግሪሽን ፕሮግራማት ዝህቦ ግልጋሎት፣ ሳይኮሶሻል፣ምግቢ፣ ሊበር ና ኣብ ዝተፈላለዩ ግልጋሎት ሓበሪታ ይህብ። ናይ ገንዘብ ሓገዝ ናይ ምጥያቅ ኣጋታሚ’ዉን ክህሊ ይኽእል ን ትምህርታዊ ዘይኾኑ ስልጠናታት። ብተወሳኺ፣ ኣብ ህዝባዊ ስደተኛ ማእኸል ዘለዉ በዓል ሞያታት ናይ ገለጻን ናይ ገንዘብ ደገፍ ኣብ ሓፈሽእዊ ሞያታትን ክህብ ይኽእል።

 

ብዛዕባ Skills2Work

ፕሮጀክት Skills2Work፡ ቅልጡፍ መስርሕ ምርግጋጽ ሓቅነት ናይ ወግዓውያንን ዘይወግዓውያንን ሞያታትን ሞያዊ ብቕዓታትን ብምሕያል፡ ውህደት ዕዳጋ ዕዮ ናይ ዕቑባት ስደተኛታት* ኣብ ምስሳን ዝዓለመ እዩ።እዚ ድማ ኣብ መዳይ ዓቕሚ ምቕባል ሰራሕተኛታት ኰነ ዓቕሚ ናይ ዝምልከቶም ትካላት መዚ፡ ኣካላት መንጎኝነትን ኣስራሕትን ደገፍ ብምግባር፡ ከምኡ’ውን ንመስርሕ ምርካብ ተቐባልነት ናይ ሞያታትን ሞያውያን ወረቓቕትን ናይ ስደተኛታት ብዝምልከት ቀረብ ሓበሬታ ብምውሓስ ዝትግበር እዩ።  

*ትርጉሙ ንጹርን ዘይተሓላለኸን ምእንቲ ክኸውን፡ “ዕቑባት ስደተኛታት” ዝብል ኣምር፡ ኣብ’ዛ ነቝጣ መርበብ ሓበሬታ እዚኣ፡ ንኹላቶም ተጠቀምቲ መሰል ዓለም-ለኻዊ ውሕስነት (እንተላይ ነቶም ብመሰረት ስምምዕ ጀኔቫ ውሕስነት ዝረኸቡ ሰባትን ዕቑባት ቤተ-ሰቦምን) ዝምልከት እዩ

ተወሳኺ ሓበሬታ ኣንብቡ

ርዕይቶ መቕረቢ ፎርም


ነዛ ነቝጣ መርበብ ሓበሬታ ኣብ ምምሕያሻ ምእንቲ ክሕግዘና፡ ብኽብረትኩም ግዜ ወሲድኩም ነዚ ሕትት ዳህሳሳዊ መጽናዕቲ ምልኡልና

IOM ኩኪስ ስለዝጥቀም፡ ነዚ ነቝጣ መርበብ ሓበሬታ እዚ ክትጥቀሙሉ እንከለኹም ንውዕል ምጥቃም ናይ’ዞም ኩኪስ እዚኣቶም ብዝምልከት ትሰማምዑ ኣለኹም ማለት እዩ። ዕጸዉ