Almost two thirds of all migrants going to Slovakia are from EU countries. The number of asylum seekers and beneficiaries of international protection in Slovakia is traditionally very low compared to other countries.
ናይ ስሎቫካ ሪፐብሊክ ንኽልተ ዓይነት ዓለም ለኻዊ ሓለዋ ይገብር፣ መጠለያን ናይ ሱብሲዳርይ ሓለዋን። መብዛሕቲ’ኦም ኣብ ስሎቫክያ ዘለዉ ናይ ዓለም ለኻዊ ሓለዋ ተጠቀምቲ ናይ ባዕሎም ሱብሲዳርይ ሓለዋ ኣለዎም። ክልቲኦም ክፍልታት ሓደ ዓይነት ናይ መንግስቲ ኣረኣእያ ኣለዎም ና ኢንተግሪሽን ክመጽእ እንከሎ፣ ናይ ሞያ ኣመላኻኽታ። ተኾነ እኳ፣ ናይ ሱብሲዳርይ ሓለዋ ተጠቀምቲ ግዝያዊ ናይ 1 ዓመት መንበሪ ፍቃድ ይወሃቦም ከናውሁ ኮለዉ ተወሳኺ 2 ዓመት ይዋሃቦም ብድህሪኡ ከኣ ናይ 5 ዓመትን ንሱ ምስተወደእ ነዊሕ ግዘ ፍቓድ ክረኽቡ ይኽእሉ። መጠለያ ዝረኸቡ ወገናት ናይ ግዝያዌ ናይ መኖርያ ፍቃድ ይወሃቦም። ናብቲ ሊበር ዕዳጋ ዘሎ ዝበጽሖም ነዚ ቡዱን እዚ በቲ ኣብ መጠለያ ዘሎ ፕሮሰስ ይምደብ። መጠለያ ዝደለዩ ወገናት ናይ መጠለያ ኣፕሊኪስን ምስኣእተዉ ነጻ ናይ 9 ወርሒ ሊበር ይበጽሖም። ክልቲ’ኦም ናይ ዓለምለኻ ናይ ሓለዋ ተጠቀምቲ(ኣብዚ ከም “ስደተኛታት ዝበለሃሉ) ድሕሪ ነባራይነቶም ምስተረጋገጸ ነጻና ምንም ጥያቂ ዘይብሉ ናይ ሊበር ኣገልግሎት ኣለዎም።
*En aras de la claridad y la sencillez , el termino “refugiados” se tiliza es esta wb para referirse a todos los beneficoiarios de protección internacoional( refugiados de la Conferencia de Ginebra y beneficiarios de protección internacional).
Para ayudarnos a mejorar el sitio web, por favor tome un minuto para llenar la encuesta.
IOM ኩኪስ ስለዝጥቀም፡ ነዚ ነቝጣ መርበብ ሓበሬታ እዚ ክትጥቀሙሉ እንከለኹም ንውዕል ምጥቃም ናይ’ዞም ኩኪስ እዚኣቶም ብዝምልከት ትሰማምዑ ኣለኹም ማለት እዩ። ዕጸዉ